ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ኒከራግዋ

  • ላስ ፐላስ፡ ኒከራግዋ—ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ይምህሩ

ሓጺር ሓበሬታ—ኒከራግዋ

  • ብዝሒ ህዝቢ—6,855,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—28,843
  • ጉባኤታት—466
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን240

ተመክሮታት

ብስራት ዘምጽአ ምዕልቕላቕ ማይ

ድሕሪ ሓያል ዝናም፡ ኣብ ኒከራግዋ ዚርከባ ኣቝሻት ካብ ዘይተጸበያኦ ምንጪ ሓገዝ ረኺበን።

ንቕሑ!

ናብ ኒከራግዋ እተገብረ ምብጻሕ

ቀላይ ኒከራግዋ ንኸም ከልቢ ዓሳን ስዎርድፊሽን ታርፖንን ዝኣመሰሉ ኣብ ውቅያኖስ ዚነብሩ ዓይነት ዓሳ ዝሓዘ ጨዋም ዘይኰነ እንኮ ቐላይ እዩ።

ነዚ እውን ርአ