ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

መክሲኮ

  • ፓላስዮ ደ ባያስ ኣርተስ፡ መክሲኮ ሲቲ፡ መክሲኮ—ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ይምህሩ

  • ቢታንያ፡ ግዝኣት ቺኣፓስ፡ መክሲኮ—ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ ብሮሹር ብቛንቋ ጾጺል ይዕድላ

  • ሳን ሚገል ደ ኣየንደ፡ ግዝኣት ጓናጁኣቶ፡ መክሲኮ—ዜተባብዕ ጥቕሲ መጽሓፍ ቅዱስ የንብባ

ሓጺር ሓበሬታ—መክሲኮ

  • ብዝሒ ህዝቢ—132,834,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—864,738
  • ጉባኤታት—12,706
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን155

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

“ካልእ ዓብዪ ኣኼባ መዓስ እዩ ዚህልወና፧”

ነቲ ብ1932 ኣብ መክሲኮ ሲቲ እተገብረ ኣኼባ ፍሉይ ዝገበሮ እንታይ እዩ፧

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

ፈትዮም ይመጹ—መክሲኮ

ክርስትያናዊ ኣገልግሎቶም ምእንቲ ኼስፍሑ፡ ጸገማት ዝሰገሩ ኽንደይ መንእሰያት ከም ዘለዉ ኣንብብ።