ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ሞንጎልያ

  • ኤርድነት፡ ሞንጎልያ—ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ ብሮሹር ኣብ ኣፍ ደገ ቤት ኰይኖም ይመያየጡ

ሓጺር ሓበሬታ—ሞንጎልያ

  • ብዝሒ ህዝቢ—3,423,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—432
  • ጉባኤታት—8
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን8,431

ንቕሑ!

ናብ ሞንጎልያ እተገብረ ምብጻሕ

እዛ “ምድሪ ሰማያዊ ሰማይ” ተባሂላ እትጽዋዕ ሃገር፡ መንበሪ እቶም ፍሉይ ኣቀባብላ ኣጋይሽ ዘለዎም ናብራ ዘላን ዚነብሩ ሰባት እያ።

ነዚ እውን ርአ