ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ማርሻል (ደሴታት)

  • ቍሸት ላውራ፡ ማጁሮ ኣቶል፡ ደሴታት ማርሻል—ንሓደ ፍረ ኮፕራ ዝሓዘ ሰብኣይ ብቛንቋ ማርሻል ይሰብከሉ

ሓጺር ሓበሬታ—ማርሻል (ደሴታት)

  • ብዝሒ ህዝቢ—61,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—138
  • ጉባኤታት—4
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን496

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

ፈትዮም ይመጹ—ማይክሮነዥያ

ኣብተን ኣብ ፓሲፊክ ዚርከባ ደሴታት ዜገልግሉ ኻብ ካልኦት ሃገራት ዝመጹ ናይ የሆዋ መሰኻኽር፡ ሰለስተ ብድሆታት የጋጥሞም እዩ። እሞኸ እዞም ሰበኽቲ መንግስቲ ኣምላኽ እዚኦም፡ ነቲ ብድሆታት ብኸመይ እዮም ዚዋጽኡሉ፧

ነዚ እውን ርአ