ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ላይበርያ

  • ኣብ ጥቓ ሞንሮቭያ፡ ላይበርያ—ህይወት አብታ ሰላም ዝመልኣ ሓዳስ ዓለም ዘርእስታ ትራክት ይዕድሉ

ሓጺር ሓበሬታ—ላይበርያ

  • ብዝሒ ህዝቢ—5,432,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—7,922
  • ጉባኤታት—146
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን745