ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ስሪ ላንካ

  • ሃተን፡ ስሪ ላንካ—ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ ብሮሹር ንሓንቲ ቐንጣቢት ቆጽሊ ሻሂ የበርክቱ

ሓጺር ሓበሬታ—ስሪ ላንካ

  • ብዝሒ ህዝቢ—22,181,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—7,003
  • ጉባኤታት—98
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን3,195

ወፈያኻ ኣብ ምንታይ መዓላ ይውዕል፧

ተረፍ ገሊኦም፡ ንጐደሎ ኻልኦት ይምልእ

ኣብተን ዘይበልጸጋ ሃገራት፡ ንጥፈታትና ብኸመይ እዩ ዚምወል፧