ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ካዛክስታን

ሓጺር ሓበሬታ—ካዛክስታን

  • ብዝሒ ህዝቢ—19,899,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—17,287
  • ጉባኤታት—229
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን1,164

ንቕሑ!

ናብ ካዛክስታን እተገብረ ምብጻሕ

ካዛክ ብሓፈሻኡ ዘላን እዮም ነይሮም፡ ኣብ ዩርት ድማ ይነብሩ ነይሮም። ዘመናዊ ህይወቶም ንኣነባብራ ኣቦታቶም ብኸመይ የንጸባርቕ፧