ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ካምቦድያ

ሓጺር ሓበሬታ—ካምቦድያ

  • ብዝሒ ህዝቢ—16,855,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—1,116
  • ጉባኤታት—17
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን15,295

ንቕሑ!

ናብ ካምቦድያ እተገብረ ምብጻሕ

ቅድሚ ሕጂ ተራኺቦም ዘይፈልጡ ሰባት ንሓድሕዶም ሓው፡ ሓብቲ፡ ሓትኖ፡ ኣሞ፡ ኣኮ፡ ሓወቦ፡ እኖሓጎ፡ ወይ ኣቦሓጎ ብዚብል ማዕርጋት ዚጸዋውዑ ስለምንታይ እዮም፧

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

ብቝልዕነተይ ዝመረጽክዎ

ኣብ ኮሎምበስ፡ ኦሃዮ፡ ሕ.መ.ኣ. ዚነብር ዝነበረ ሓደ ቘልዓ፡ ካምቦድያኛ ኺመሃር ወሲኑ። ስለምንታይ፧ ውሳነኡ ንመጻኢኡ ዝቐረጾኸ ብኸመይ እዩ፧

ነዚ እውን ርአ