ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ኪርጊዝስታን

  • ቢሽከክ፡ ኪርጊዝስታን—ነታ ብቛንቋ ኪሪጊዝ እተዳለወት መጽሓፍ ቅዱስ ከተጽንዕ ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧ ዘርእስታ ቪድዮ የርእያ

ሓጺር ሓበሬታ—ኪርጊዝስታን

  • ብዝሒ ህዝቢ—7,038,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—5,167
  • ጉባኤታት—86
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን1,387

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

ብየሆዋ ዅሉ ይከኣል እዩ

ኣብ ኪርጊዝስታን ኣብ ኣውቶቡስ እተሰምዓ ሒደት ባህ ዜብላ ቓላት ንሰብ ሓዳር ህይወቶም ቀየራኦ።

ንቕሑ!

ናብ ኪርጊዝስታን እተገብረ ምብጻሕ

ደቂ ኪርጊዝስታን፡ ተቐበልቲ ጋሻን ንሰባት ዜኽብሩን ብምዃኖም እዮም ዚፍለጡ። እንታይ ልምድታት እዩ መለለዪ ናብራ ስድራ ቤቶም፧