ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ኣይርላንድ

  • ዳብልን፡ ኣይርላንድ—ሓቂ ኽትፈልጥ ትደሊዶ፧ ዘርእስታ ትራክት ኣብ ግራንድ ካናል ስኴር ትዕድል

ሓጺር ሓበሬታ—ኣይርላንድ

  • ብዝሒ ህዝቢ—7,052,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—7,974
  • ጉባኤታት—121
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን907

ዕዮ ሕትመት

ኣብ ኣይርላንድን ብሪጣንያን ዚነብሩ ሰባት ብቛንቋኦም ይብሰሩ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ ኣይርላንድን ብሪጣንያን ንዚነብሩ ሰባት ብቛንቋኦም ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ኬበስርዎም ኣበርቲዖም ይጽዕሩ ኣለዉ። ሰባትከ እንታይ ምላሽ ሂቦም፧

ነዚ እውን ርአ