ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ክሮአሽያ

  • ዛግረብ፡ ክሮአሽያ—ኣብ ጎደና ኢለስታ መጽሔት ግምቢ ዘብዐኛ ይዕድል

  • ሮቪን፡ ክሮአሽያ—ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ዘርእስታ ብሮሹር ይዕድላ

  • ሮቪንያ፡ ክሮአሽያ—በታ ንመጽናዕቲ እተዳለወት ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ዘርእስታ ጽሕፍቲ፡ መጽሓፍ ቅዱስ የጽንዓ።

  • ዛግረብ፡ ክሮአሽያ—ንኣገዳሲ ሕቶታት ህይወት ኣበይ መልሲ ኽንረኽበሉ ንኽእል፧ ዘርእስታ ትራክት ይዕድሉ

  • ዛግረብ፡ ክሮአሽያ—ተስፋ ዝሓዘ መልእኽቲ መጽሓፍ ቅዱስ የካፍላ

  • ፖላ፡ ክሮአሽያ—ኣብ ጥቓ ጥንታዊ ናይ ሮማ ኣምፊትያትር፡ ንመጻኢ ብኸመይ ኢኻ እትርእዮ፧ ዘርእስታ ትራክት ይዕድላ

  • ካሽተል ጎሚሊትሲ ዳልመሽያ፡ ክሮአሽያ—ንሓደ ኣብ መዕሸጊ ጀላቡ ዚዓዪ ሰብኣይ፡ ኣብ ናይ ምሳሕ ዕረፍቱ፡ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ጽሑፋት ይዕድልዎ

ሓጺር ሓበሬታ—ክሮአሽያ

  • ብዝሒ ህዝቢ—4,038,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—4,687
  • ጉባኤታት—57
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን870