ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ሆንግ ኮንግ

  • ሻኡ ኬ ዋን፡ ሆንግ ኮንግ—መጽሔት ንቕሑ! ይዕድላ

ሓጺር ሓበሬታ—ሆንግ ኮንግ

  • ብዝሒ ህዝቢ—7,498,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—5,464
  • ጉባኤታት—70
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን1,380

ግምቢ ዘብዐኛ

ካብ ቍንጅና ዚበልጽ ነገር ረኸብኩ

ሚና ሃን ጎደንዚ ኣብ ውሽጢ ሓንቲ ምሸት ኣዝያ ህብብቲ ሰብ ኰነት፣ ቅድሚኡ ግና ተራ ጐርዞ እያ ነይራ። ይኹን እምበር፡ እዚ ሓድሽ ህይወታ ኸምቲ እትሓስቦ ዝነበረት ኰይኑ ኣይረኸበቶን።