ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ጋና

  • ኣብሪ፡ ጋና—ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኽ ይሰብኩ

ሓጺር ሓበሬታ—ጋና

  • ብዝሒ ህዝቢ—33,063,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—153,657
  • ጉባኤታት—2,484
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን220

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

ፈትዮም ይመጹ—ጋና

ናብቲ ዝያዳ ወንጌላውያን ዜድልዩሉ ቦታ ኸይዶም ኬልግሉ ዚመርጹ ኣስፋሕቲ ብዙሕ ብድሆታት ጥራይ ዘይኰነስ፡ ብዙሕ በረኸት እውን ይረኽቡ እዮም።