ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ፈረንሳ

  • ፓሪስ፡ ፈረንሳ—ኣብ ጥቓ ፈለግ ሰን መልእኽቲ መጽሓፍ ቅዱስ የካፍል

ሓጺር ሓበሬታ—ፈረንሳ

  • ብዝሒ ህዝቢ—64,793,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—138,133
  • ጉባኤታት—1,461
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን474

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

“የሆዋ ሓቂ ኽትፈልጡ ኢሉ እዩ ናብ ፈረንሳ ኣምጺኡኩም”

እቲ መንግስቲ ፈረንሳን መንግስቲ ፖላንድን ኣብ መስከረም 1919 ንስደተኛታት ዚምልከት እተፈራረማኦ ውዕል ኣወንታዊ ውጽኢት ነይርዎ እዩ።

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

‘ኣብ ትሕቲ ጸሓይ፡ ገለ እኳ ደው ኣየብልኩም!’

ብ1930ታት ኣብ ፈረንሳ ዝነበሩ ናይ ምሉእ ግዜ ኣገልገልቲ ውርሻ ቕንኣትን ተጻዋርነትን ሓዲጎም።

ነዚ እውን ርአ