ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ፋሮ (ደሴታት)

  • ቁሸት ጀግቭ ኣብ ደሴት ኤስተሮይ፡ ደሴታት ፋሮ—ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ዘርእስታ ብሮሹር ተጠቒሞም ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ ይምልሱ።

ሓጺር ሓበሬታ—ፋሮ (ደሴታት)

  • ብዝሒ ህዝቢ—55,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—137
  • ጉባኤታት—4
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን417

ነዚ እውን ርአ