ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ስጻኛ

  • ባርሴሎና፡ ስጳኛ—ናይ የሆዋ መሰኻኽር ብዓረብኛን ካታልኛን እንግሊዝኛን ፈረንሳይኛን ስጳንኛን ኡርዱን ካልእ ቋንቋታትን ይሰብኩ

  • ኣጋቴ፡ ደሴታት ካነሪ፡ ስጳኛ—ብሮሹር ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ይዕድሉ

  • ባርሴሎና፡ ስጳኛ—ናይ የሆዋ መሰኻኽር ብዓረብኛን ካታልኛን እንግሊዝኛን ፈረንሳይኛን ስጳንኛን ኡርዱን ካልእ ቋንቋታትን ይሰብኩ

  • ኣጋቴ፡ ደሴታት ካነሪ፡ ስጳኛ—ብሮሹር ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ይዕድሉ

ሓጺር ሓበሬታ—ስጻኛ

  • ብዝሒ ህዝቢ—48,197,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—122,061
  • ጉባኤታት—1,397
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን397

ንቕሑ!

ናብ ስጳኛ እተገብረ ምብጻሕ

ስጳኛ እተፈላለየ ኣቀማምጣ መሬትን ካብ ብዙሕ ቦታታት ዝመጸ ህዝብን ዘለዋ ሃገር እያ። ኣብ ዓለም እታ ዝበዝሐ ዘይቲ ኣውልዕ እተፍሪ ሃገር ምዃናስ ትፈልጥዶ፧

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

ቀደም ፈለስቲ፡ ሕጂ ግና ናይ ሓቂ መንፈሳውያን ኣሓት

ካብ ማሕበር ደናግሊ ኪወጻን ሃይማኖት ካቶሊክ ኪሓድጋኦን ዝደረኸን እንታይ እዩ፧