ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ጀርመን

  • ሮስቶክ፡ ጀርመን—ኣብ ወደብ ዜተባብዕ ሓሳባት መጽሓፍ ቅዱስ ብምክፋል ይምስክሩ

  • ፍራንክፈርት፡ ጀርመን—ብዛዕባ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ግብራዊ ጥበብ ይዘራረቡ

  • ሮስቶክ፡ ጀርመን—ኣብ ወደብ ዜተባብዕ ሓሳባት መጽሓፍ ቅዱስ ብምክፋል ይምስክሩ

  • ፍራንክፈርት፡ ጀርመን—ብዛዕባ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ግብራዊ ጥበብ ይዘራረቡ

ሓጺር ሓበሬታ—ጀርመን

  • ብዝሒ ህዝቢ—84,359,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—174,907
  • ጉባኤታት—2,002
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን488

ካብ መዛግብትና

ብሉጾም ሂቦም

ናይ የሆዋ መሰኻኽር ነቶም ኣብ ጀርመን ዚነብሩ ክርስትያናት ብጾቶም ካልኣይ ውግእ ዓለም ምስ ተዛዘመ፡ ብኸመይ ሓጊዞምዎም፧