ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ኮስታ ሪካ

  • ዛርሰሮ፡ ኮስታ ሪካ—ምስ ሓደ ኣብ ወሰን እታ ኸተማ ዚነብር ጓሳ ብዛዕባ ሓቅታት መጽሓፍ ቅዱስ ይመያየጡ

ሓጺር ሓበሬታ—ኮስታ ሪካ

  • ብዝሒ ህዝቢ—5,213,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—32,084
  • ጉባኤታት—429
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን163

ንቕሑ!

ናብ ኮስታ ሪካ እተገብረ ምብጻሕ

ተቐማጦ እዛ ሃገር እዚኣ፡ ቲኮስ ተባሂሎም ዚጽውዑ ስለምንታይ ምዃኑ ፍለጥ።

ነዚ እውን ርአ