ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ካመሩን

  • በው፡ ካመሩን—ንሓንቲ ቆጽሊ ሻሂ እትኣሪ ሰበይቲ ትሰብኽ

ሓጺር ሓበሬታ—ካመሩን

  • ብዝሒ ህዝቢ—28,608,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—44,558
  • ጉባኤታት—500
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን665

ወፈያኻ ኣብ ምንታይ መዓላ ይውዕል፧

ቅድሚ ለበዳ እተዛዘመ ዕዮ ህንጸት

ኣብ ዓመተ ኣገልግሎት 2020 ልዕሊ 2,700 ቦታታት ኣምልኾ ኽንሃንጽ ወይ ክንጽግን መደብ ኣውጺእና ኔርና። ለበዳ ኮቪድ-19፡ ነዚ መደባት እዚ ብኸመይ ጸልይዎ፧

ንቕሑ!

ናብ ካመሩን እተገብረ ምብጻሕ

ብዛዕባ ባህልታትን ህዝብታትን እዛ ኣፍሪቃዊት ሃገር ኣንብብ።