ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ቺለ

  • ኣብ ጥቓ እሳተ ጎመራ ካልቡኮ፡ ቺለ—ብዛዕባ እቲ ገነት ኣብ እትኸውን ምድሪ ዚህሉ ህይወት ዚገልጽ ተስፋ መጽሓፍ ቅዱስ ይመየያጣ

  • ቫልፓራይዞ፡ ቺለ—ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ጥቕሲ የንብቡ

  • ኣብ ጥቓ እሳተ ጎመራ ካልቡኮ፡ ቺለ—ብዛዕባ እቲ ገነት ኣብ እትኸውን ምድሪ ዚህሉ ህይወት ዚገልጽ ተስፋ መጽሓፍ ቅዱስ ይመየያጣ

  • ቫልፓራይዞ፡ ቺለ—ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ጥቕሲ የንብቡ

ሓጺር ሓበሬታ—ቺለ

  • ብዝሒ ህዝቢ—19,961,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—87,175
  • ጉባኤታት—964
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን232

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

ጽቡቕ ምድላው እተገብረሉ ወፈራ፡ ፍረ ኣፍርዩ

ኣብ ቺለ እትነብር ጓል 10 ዓመት ቈልዓ ንዅሎም እቶም ቋንቋ ማፑዱንጉን ዚዛረቡ ኣብ ቤት ትምህርታ ዚርከቡ ሰባት፡ ናብ ሓደ ፍሉይ ኣጋጣሚ ንኽትዕድሞም እንታይ ጻዕሪ ኸም ዝገበረት ኣንብብ።