ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ስዊዘርላንድ

  • ዙሪክ፡ ስዊዘርላንድ—ፖስተራት ሒዞም መልእኽቲ መጽሓፍ ቅዱስ የፋልጡ

  • ሞንትኸ፡ ስዊዘርላንድ—ኣብ ጥቓ ሻንቶ ደ ሽልዮን፡ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ ጽሑፋት ይዕድሉ

  • ሉሰርን፡ ስዊዘርላንድ—ካብ jw.org ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ ቪድዮ የርእያ

  • ዞባ ላቩ፡ ስዊዘርላንድ—መልእኽቲ መጽሓፍ ቅዱስ ይሰብኩ

ሓጺር ሓበሬታ—ስዊዘርላንድ

  • ብዝሒ ህዝቢ—8,813,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—20,024
  • ጉባኤታት—258
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን445

ካብ መዛግብትና

ብሉጾም ሂቦም

ናይ የሆዋ መሰኻኽር ነቶም ኣብ ጀርመን ዚነብሩ ክርስትያናት ብጾቶም ካልኣይ ውግእ ዓለም ምስ ተዛዘመ፡ ብኸመይ ሓጊዞምዎም፧

ነዚ እውን ርአ