ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ሪፓብሊክ ማእከላይ ኣፍሪቃ

ሓጺር ሓበሬታ—ሪፓብሊክ ማእከላይ ኣፍሪቃ

  • ብዝሒ ህዝቢ—5,119,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—2,932
  • ጉባኤታት—64
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን1,791

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

ኣእዳወይ ከየውርድ ቈሪጸ እየ

ብዛዕባ እቲ ማክሲም ዳንየልየኮ ኣብ ሚስዮናዊ ኣገልግሎት ን68 ዓመት ዘሕለፎ ዜሐጕስ ተመክሮ ፍለጥ።