ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ብራዚል

ሓጺር ሓበሬታ—ብራዚል

  • ብዝሒ ህዝቢ—203,063,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—907,121
  • ጉባኤታት—12,637
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን226

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

ፈትዮም ይመጹ ብራዚል

ዜተባብዕ ተመክሮ ናይ እቶም ዝያዳ ንኣምላኽ ንምግልጋል ናብ ካልእ ቦታ ዝገዓዙ ኣንብብ።