ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ኣውስትራልያ

  • ዉላንጋን፡ ኒው ሳውዝ ዌልስ፡ ኣውስትራልያ—ንህዝባዊ ኣኼባ ዚኸውን ወረቐት ዕድመ ይዕድሉ

ሓጺር ሓበሬታ—ኣውስትራልያ

  • ብዝሒ ህዝቢ—26,636,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—71,188
  • ጉባኤታት—726
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን379

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

ፈትዮም ይመጹ—ኦሽያንያ

ኣብቲ ዝያዳ ዓየይቲ ዜድልዩሉ ኦሽያንያ ኸይዶም ዜገልግሉ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ንዘጋጠሞም ብድሆታት ብኸመይ ሰጊሮምዎ፧

ኣብ ማሕበረሰብ እነበርክቶ እጃም

ናይ የሆዋ መሰኻኽር ንቕዩዳት ብምሕጋዞም ተመስጊኖም

መሰኻኽር የሆዋ ኣብ ሓደ ዓብዪ ማእከል መጽንሒ ስደተኛታት ኣውስትራልያ እንታይ ብሉጽ ኣገልግሎት እዮም ሂቦም፧