ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ኦስትርያ

  • ሃላስታት፡ ኦስትርያ—ካብ ቤት ናብ ቤት ይሰብካ

  • ቭየና፡ ኦስትርያ—ኣብ ሚካኤለርፕላትዝ ይሰብኩ

  • ሃላስታት፡ ኦስትርያ—ካብ ቤት ናብ ቤት ይሰብካ

  • ቭየና፡ ኦስትርያ—ኣብ ሚካኤለርፕላትዝ ይሰብኩ

ሓጺር ሓበሬታ—ኦስትርያ

  • ብዝሒ ህዝቢ—9,105,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—22,443
  • ጉባኤታት—283
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን411

ኣብ ማሕበረሰብ እነበርክቶ እጃም

ኣብ ማእከላይ ኤውሮጳ፡ ስደተኛታት ይሕገዙ ኣለዉ

ንስደተኛታት ካብ ንዋታዊ ሓገዝ ንላዕሊ እዩ ዜድልዮም። ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዝዀኑ ወለንተኛታት ንስደተኛታት ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ዜጸናንዕ ሓሳባትን ተስፋን የካፍልዎም እዮም።

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

ኣቦ ስኢነ፡ ኣቦ ረኺበ

ታሪኽ ህይወት እቲ ኣባል ኣመሓዳሪ ኣካል ዝዀነ ገርት ሎሽ ኣንብብ።

ነዚ እውን ርአ