ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ኣርጀንቲና

  • ካታማርካ፡ ኣርጀንቲና—ንሓደ ኣብ ጥቓ ኣሉምብረራ እትርከብ ቍሸት ዝነብር ጓሳ ኻብ መጽሓፍ ቅዱስ ጥቕሲ የንብበሉ

ሓጺር ሓበሬታ—ኣርጀንቲና

  • ብዝሒ ህዝቢ—46,045,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—153,751
  • ጉባኤታት—1,938
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን301