ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ኣንጎላ

  • ሉዋንዳ፡ ኣንጎላ—መልእኽቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብፖርቱጋልኛ የካፍል

ሓጺር ሓበሬታ—ኣንጎላ

  • ብዝሒ ህዝቢ—36,149,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—169,960
  • ጉባኤታት—2,567
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን221

ወፈያኻ ኣብ ምንታይ መዓላ ይውዕል፧

ንግዳያት ሓደጋታት እተዋህበ ረድኤት

ኣብ ዓመት ኣገልግሎት 2020፡ ብሚልዮናት ዚቝጸሩ ኣሕዋትና ብለበዳን ብባህርያዊ ሓደጋታትን ተጐዲኦም እዮም። ብኸመይ ኢና ሓጊዝናዮም፧