ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ነቲ “ቕዱስ ቃል ኣምላኽ” ንምትርጓም ሕድሪ እተዋህቦም—ሮሜ 3:2

ነቲ “ቕዱስ ቃል ኣምላኽ” ንምትርጓም ሕድሪ እተዋህቦም—ሮሜ 3:2

ኣምላኽ ዝገለጾ ሓቂ ኣብ ብዙሕ ትርጉማት መጽሓፍ ቅዱስ ኪርከብ ይከኣል እዩ፣ ናይ የሆዋ መሰኻኽር እውን ኣብ ዝሓለፈ ዘመን፡ ብዙሕ ትርጉማት ኺጥቀሙሉ ጸኒሖም እዮም። ብዘመናዊ ቛንቋ እንግሊዝኛን ብኻልእ ቋንቋታትን ናይ ገዛእ ርእሶም ሓድሽ ትርጉም መጽሓፍ ቅዱስ ኬዳልዉ ዘድለዮም ደኣ ስለምንታይ እዩ፧ እዚኸ እንታይ ኣፍርዩ፧ ነዛ ነቲ “ቕዱስ ቃል ኣምላኽ” ንምትርጓም ሕድሪ እተዋህቦም—ሮሜ 3:2 ዘርእስታ ቪድዮ ርኣያ።