ትምህርቲ 8፦ ጽፉፍን ጽሩይን ኩን ትምህርቲ 8፦ ጽፉፍን ጽሩይን ኩን ከም የሆዋ ጽፉፍን ጽሩይን ክትከውን ትኽእል ዲኻ፧ ካሌብ ብዛዕባ እዚ ተማሂሩ። እቲ ሜድያ ፕለየር ኪኽፈት ኣይከኣለን። ነዛ ቪድዮ እዚኣ ኣራግፋ እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ ንጥፈታት ንቘልዑ በዚ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ንጥፈታት ጌርካ፡ ንደቅኻ መንፈሳዊ ስርዓታት ምሃሮም።