ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ንደቅኻ ምሃሮም

እዚ ዛንታታት መጽሓፍ ቅዱስ እዚ፡ ወለዲ ንደቆም ኣገዳሲ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ ኪምህርዎም ተባሂሉ ብቐሊል ቋንቋ እተዳለወ እዩ። ወለዲ ምስ ደቆም ኰይኖም ኬንብብዎ እተዳለወ ዛንታታት እዩ።