ወፈያኻ ኣብ ምንታይ መዓላ ይውዕል፧

ዕዮ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ብወለንታ ብዚግበር ወፈያ እዩ ዚድገፍ። እዚ ወፈያ እዚ፡ ኣብ መላእ ዓለም ንዚነበሩ ሰባት ንምድጋፍ ብኸመይ ከም ዚውዕል ርአ።

ነቲ ዓብዪ መምህርና ኽብሪ ዜምጽእ ህንጻታት

ንቲኦክራስያዊ ኣብያተ ትምህርቲ ጥራይ ዜገልግል ህንጻታት ምህናጹ ነቶም መምህራንን ተምሃሮን እንታይ ጥቕሚ ኣምጺኡ፧

“ንምስክር ኵሎም ኣህዛብ” ዚኸውን ዓረብያ ጽሑፋት

ዓረብያ ጽሑፋትና ኣብ መላእ ዓለም ብቐሊሉ እየን ዚልለያ። ንድፈንከ በብእዋኑ ብኸመይ እዩ ተመሓይሹ፧

ዕዮ ረድኤት ኣብ 2022—ሕውነታዊት ፍቕሪ ብግብሪ ተራእያ

ኣብ 2022 ንግዳያት ሓደጋ ብኸመይ ሓጊዝናዮም፧

ኣብ እዋን ኮቪድ 19 መአከቢ ኣዳራሻት ብንጽህና ንምሓዝ እተገብረ ምድላዋት

ብ1 ሚያዝያ 2022፡ ብኣካል ዚግበር ኣኼባና ደጊምና ኸነካይድ ጀሚርና። ኣብ ኣዳራሻት መንግስቲ ኣምላኽ ብዘይስክፍታ ደጊምና ምእንቲ ኽንእከብ፡ እንታይ ምድላዋት ከም እተገብረ ርአ።

መጽሓፍ ቅዱስ ንምጽናዕ እትሕግዝ ፍልይ ዝበለት መጽሓፍ

ነታ ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ዘርእስታ መጽሓፍ ንምሕታም ዘገልገለ ናውቲ፡ ካብቲ ንኻልኦት መጻሕፍቲ ንምፍራይ እንጥቀመሉ ናውቲ እተፈልየ እዩ። ስለምንታይ ከምኡ ኸም ዝዀነ ኣንብብ።

ዕዮ ረድኤት ኣብ 2021—ኣሕዋትናን ኣሓትናን ኣይተሓድጉን

ኣብ 2021 ገሊአን ሃገራት ብሰንኪ ለበዳ ኮቪድ 19ን ብሰንኪ ኻልእ ዓበይቲ ሓደጋታትን ሓገዝ ኣድልዩወን እዩ።

ዜተኣማምንን እምነት ዜደልድልን ዜና

ሳላ እቲ ኣብ jw.org ዚርከብ ክፍሊ ዜና፡ ብዛዕባ እቶም ኣብ መላእ ዓለም ዚርከቡ ኣሕዋትናን ኣሓትናን ሓበሬታ ኽንረክብ ንኽእል ኢና። እዚ ዜና እዚ ዚዳሎ ብኸመይ እዩ፧

ናብ ኣምላኽ ዜቕርበና መዝሙራት

እትፈትዎ ናይ ፈለማ መዝሙር ኣሎካዶ፧ ብኸመይ እተዳለወ ይመስለካ፧

ህይወት ዚቕይር ነጠብጣብ

ሕታማት ብረይል ነዳሉ ጥራይ ዘይኰናስ፡ ንሰባት ብረይል ኬንብቡ እውን ንምህሮም ኢና።

ብሓንቲ ኢድካ ኽትሕዞ እትኽእል ቤተ መጻሕፍቲ

ኣፕ JW Library “ብዋጋ ዚሽነን ኣይኰነን” ተባሂሉ ተገሊጹ ኣሎ። ንምክንኻኑን ንምምሕያሹን እንታይ ኪግበር ከም ዜድሊ ርአ።

ብረድዮን ብተለቪዥንን እተመሓላለፈ ኣኼባ ዞባ

ኣኼባ ዞባ 2020 ብኢንተርነት ኪመሓላለፍ ምድላው ተገይሩ፣ ይኹን እምበር፡ መብዛሕትኦም ኣብ ማላዊን ሞዛምቢክን ዚነብሩ ኣሕዋት ኢንተርነት የብሎምን። እሞ ደኣ ኣብቲ ኣኼባ ብኸመይ ተኣኪቦም፧

ኣብ እዋን ዓለምለኻዊ ለበዳ እተገብረ ረድኤት

ኣብ እዋን ኮቪድ-19 ረድኤት ንምሃብ ዝገበርናዮ ጻዕሪ ንናይ የሆዋ መሰኻኽርን ንኻልኦትን መሲጥዎም።

‘ክሳብ ወሰናት ምድሪ’ ዚኸዱ ሚስዮናውያን

ልዕሊ 3,000 ዝዀኑ ሚስዮናውያን ወፍሪ ኣብ መላእ ዓለም የገልግሉ ኣለዉ። ዜድልዮም ዚማልኣሎም ብኸመይ እዩ፧

መስመር ሳተላይት JW፡ ኢንተርነት ናብ ዘይበጽሓሉ ቦታታት ይበጽሕ

ኣብ ኣፍሪቃ ዚነብሩ ኢንተርነት ዘይብሎም ኣሕዋትና ኸመይ ገይሮም እዮም ፈነወ JW ዚርእዩ፧

ንሚልዮናት ሰባት ዚጠቅም ኣብያተ ጽሕፈት ትርጉም ማዕዶ

ተርጐምቲ ዚነብሩሉ ኸባቢ፡ ነቲ ትርጉም ብኸመይ ከም ዚጸልዎ ፍለጥ።

ንግዳያት ሓደጋታት እተዋህበ ረድኤት

ኣብ ዓመት ኣገልግሎት 2020፡ ብሚልዮናት ዚቝጸሩ ኣሕዋትና ብለበዳን ብባህርያዊ ሓደጋታትን ተጐዲኦም እዮም። ብኸመይ ኢና ሓጊዝናዮም፧

እቲ ልዕሊ ዅሉ ኣገዳሲ ዝዀነ መጽሓፍ ዚዳለወሉ መገዲ

ትርጉም ሓዳስ ዓለም ምትርጓም፡ ምሕታም፡ ምጥርናፍ ካብቲ እትግምቶ ንላዕሊ ይሓትት።

ቤት ትምህርቲ ጊልዓድን ዓለምለኻዊ ስፍሓቱን

ኣብ ኒው ዮርክ ኣገዳሲ ዝዀነ ቤት ትምህርቲ ይካየድ እዩ፣ እቶም ተምሃሮ ግና ኻብ መላእ ዓለም ዝመጹ እዮም። እቶም ተምሃሮ ናብዚ ቤት ትምህርቲ እዚ ዚበጽሑ ብኸመይ እዮም፧

ቅድሚ ለበዳ እተዛዘመ ዕዮ ህንጸት

ኣብ ዓመተ ኣገልግሎት 2020 ልዕሊ 2,700 ቦታታት ኣምልኾ ኽንሃንጽ ወይ ክንጽግን መደብ ኣውጺእና ኔርና። ለበዳ ኮቪድ-19፡ ነዚ መደባት እዚ ብኸመይ ጸልይዎ፧

ተረፍ ገሊኦም፡ ንጐደሎ ኻልኦት ይምልእ

ኣብተን ዘይበልጸጋ ሃገራት፡ ንጥፈታትና ብኸመይ እዩ ዚምወል፧

መንፈሳዊ ምግቢ እትዕድል ንዋት

ሓያሎ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ብዘይ ኢንተርነት ዲጂታዊ ሕታማት የራግፉ ኣለዉ።

“ውግእን ወረ ውግእን” እናሃለወ ኽነሱ ረድኤት ምብጻሕ

ውግእ እናሃለወ ኽነሱ፡ ነቶም ኣብ ዩክረይን ዘለዉ ኣሕዋትና ረድኤት ዚበጽሖም ዘሎ ብኸመይ እዩ፧ ሳላ እዚ ረድኤት እዚኸ እንታይ ሓገዝ እዩ ተረኺቡ፧

ፍርያት ቪድዮ እቲ ‘ዅሉ ሳዕ ተሓጐሱ’! ዘርእስቱ ኣኼባ ዞባ 2020

ቪድዮታት ኣኼባ ዞባ ንምድላው እንታይ ይሓትት፧

ትርጉም እቲ ‘ዅሉ ሳዕ ተሓጐሱ’! ዘርእስቱ ኣኼባ ዞባ 2020

መደረታትን ድራማታትን መዝሙራትን ኣብ ውሽጢ ሓጺር ጊዜ ብልዕሊ 500 ቛንቋ ኪትርጐም ዝኸኣለ ብኸመይ እዩ፧

ብቪድዮ ኮንፈረንስ ዚግበር ኣኼባታት ጉባኤ

ውድብ ንጉባኤታት ውሑስ ዝዀነ ዙም ተጠቒመን ኣኼባታተን ኬካይዳ ዝሓገዘተን ብኸመይ እያ፧

ሕትመት

ጽሙማን ኣይተረስዑን

ብልዕሊ 100 ቛንቋ ምልክት ቪድዮታት ኣለና። ነዚ ቪድዮታት እነዳልዎን እንዝርግሖን ብኸመይ ኢና፧

መጽሓፍ ቅዱስ ንምጽናዕ እትሕግዝ ፍልይ ዝበለት መጽሓፍ

ነታ ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ዘርእስታ መጽሓፍ ንምሕታም ዘገልገለ ናውቲ፡ ካብቲ ንኻልኦት መጻሕፍቲ ንምፍራይ እንጥቀመሉ ናውቲ እተፈልየ እዩ። ስለምንታይ ከምኡ ኸም ዝዀነ ኣንብብ።

ዜተኣማምንን እምነት ዜደልድልን ዜና

ሳላ እቲ ኣብ jw.org ዚርከብ ክፍሊ ዜና፡ ብዛዕባ እቶም ኣብ መላእ ዓለም ዚርከቡ ኣሕዋትናን ኣሓትናን ሓበሬታ ኽንረክብ ንኽእል ኢና። እዚ ዜና እዚ ዚዳሎ ብኸመይ እዩ፧

ናብ ኣምላኽ ዜቕርበና መዝሙራት

እትፈትዎ ናይ ፈለማ መዝሙር ኣሎካዶ፧ ብኸመይ እተዳለወ ይመስለካ፧

ህይወት ዚቕይር ነጠብጣብ

ሕታማት ብረይል ነዳሉ ጥራይ ዘይኰናስ፡ ንሰባት ብረይል ኬንብቡ እውን ንምህሮም ኢና።

ብሓንቲ ኢድካ ኽትሕዞ እትኽእል ቤተ መጻሕፍቲ

ኣፕ JW Library “ብዋጋ ዚሽነን ኣይኰነን” ተባሂሉ ተገሊጹ ኣሎ። ንምክንኻኑን ንምምሕያሹን እንታይ ኪግበር ከም ዜድሊ ርአ።

መስመር ሳተላይት JW፡ ኢንተርነት ናብ ዘይበጽሓሉ ቦታታት ይበጽሕ

ኣብ ኣፍሪቃ ዚነብሩ ኢንተርነት ዘይብሎም ኣሕዋትና ኸመይ ገይሮም እዮም ፈነወ JW ዚርእዩ፧

መንፈሳዊ ምግቢ እትዕድል ንዋት

ሓያሎ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ብዘይ ኢንተርነት ዲጂታዊ ሕታማት የራግፉ ኣለዉ።

ህንጸትን ጽገናን

ነቲ ዓብዪ መምህርና ኽብሪ ዜምጽእ ህንጻታት

ንቲኦክራስያዊ ኣብያተ ትምህርቲ ጥራይ ዜገልግል ህንጻታት ምህናጹ ነቶም መምህራንን ተምሃሮን እንታይ ጥቕሚ ኣምጺኡ፧

ኣብ እዋን ኮቪድ 19 መአከቢ ኣዳራሻት ብንጽህና ንምሓዝ እተገብረ ምድላዋት

ብ1 ሚያዝያ 2022፡ ብኣካል ዚግበር ኣኼባና ደጊምና ኸነካይድ ጀሚርና። ኣብ ኣዳራሻት መንግስቲ ኣምላኽ ብዘይስክፍታ ደጊምና ምእንቲ ኽንእከብ፡ እንታይ ምድላዋት ከም እተገብረ ርአ።

ንሚልዮናት ሰባት ዚጠቅም ኣብያተ ጽሕፈት ትርጉም ማዕዶ

ተርጐምቲ ዚነብሩሉ ኸባቢ፡ ነቲ ትርጉም ብኸመይ ከም ዚጸልዎ ፍለጥ።

ቅድሚ ለበዳ እተዛዘመ ዕዮ ህንጸት

ኣብ ዓመተ ኣገልግሎት 2020 ልዕሊ 2,700 ቦታታት ኣምልኾ ኽንሃንጽ ወይ ክንጽግን መደብ ኣውጺእና ኔርና። ለበዳ ኮቪድ-19፡ ነዚ መደባት እዚ ብኸመይ ጸልይዎ፧

ምምሕዳር

ተረፍ ገሊኦም፡ ንጐደሎ ኻልኦት ይምልእ

ኣብተን ዘይበልጸጋ ሃገራት፡ ንጥፈታትና ብኸመይ እዩ ዚምወል፧

ስብከትን ትምህርትን

“ንምስክር ኵሎም ኣህዛብ” ዚኸውን ዓረብያ ጽሑፋት

ዓረብያ ጽሑፋትና ኣብ መላእ ዓለም ብቐሊሉ እየን ዚልለያ። ንድፈንከ በብእዋኑ ብኸመይ እዩ ተመሓይሹ፧

ብረድዮን ብተለቪዥንን እተመሓላለፈ ኣኼባ ዞባ

ኣኼባ ዞባ 2020 ብኢንተርነት ኪመሓላለፍ ምድላው ተገይሩ፣ ይኹን እምበር፡ መብዛሕትኦም ኣብ ማላዊን ሞዛምቢክን ዚነብሩ ኣሕዋት ኢንተርነት የብሎምን። እሞ ደኣ ኣብቲ ኣኼባ ብኸመይ ተኣኪቦም፧

‘ክሳብ ወሰናት ምድሪ’ ዚኸዱ ሚስዮናውያን

ልዕሊ 3,000 ዝዀኑ ሚስዮናውያን ወፍሪ ኣብ መላእ ዓለም የገልግሉ ኣለዉ። ዜድልዮም ዚማልኣሎም ብኸመይ እዩ፧

ቤት ትምህርቲ ጊልዓድን ዓለምለኻዊ ስፍሓቱን

ኣብ ኒው ዮርክ ኣገዳሲ ዝዀነ ቤት ትምህርቲ ይካየድ እዩ፣ እቶም ተምሃሮ ግና ኻብ መላእ ዓለም ዝመጹ እዮም። እቶም ተምሃሮ ናብዚ ቤት ትምህርቲ እዚ ዚበጽሑ ብኸመይ እዮም፧

ፍርያት ቪድዮ እቲ ‘ዅሉ ሳዕ ተሓጐሱ’! ዘርእስቱ ኣኼባ ዞባ 2020

ቪድዮታት ኣኼባ ዞባ ንምድላው እንታይ ይሓትት፧

ትርጉም እቲ ‘ዅሉ ሳዕ ተሓጐሱ’! ዘርእስቱ ኣኼባ ዞባ 2020

መደረታትን ድራማታትን መዝሙራትን ኣብ ውሽጢ ሓጺር ጊዜ ብልዕሊ 500 ቛንቋ ኪትርጐም ዝኸኣለ ብኸመይ እዩ፧

ብቪድዮ ኮንፈረንስ ዚግበር ኣኼባታት ጉባኤ

ውድብ ንጉባኤታት ውሑስ ዝዀነ ዙም ተጠቒመን ኣኼባታተን ኬካይዳ ዝሓገዘተን ብኸመይ እያ፧

ዕዮ ረድኤት

ዕዮ ረድኤት ኣብ 2022—ሕውነታዊት ፍቕሪ ብግብሪ ተራእያ

ኣብ 2022 ንግዳያት ሓደጋ ብኸመይ ሓጊዝናዮም፧

“ውግእን ወረ ውግእን” እናሃለወ ኽነሱ ረድኤት ምብጻሕ

ውግእ እናሃለወ ኽነሱ፡ ነቶም ኣብ ዩክረይን ዘለዉ ኣሕዋትና ረድኤት ዚበጽሖም ዘሎ ብኸመይ እዩ፧ ሳላ እዚ ረድኤት እዚኸ እንታይ ሓገዝ እዩ ተረኺቡ፧

ዕዮ ረድኤት ኣብ 2021—ኣሕዋትናን ኣሓትናን ኣይተሓድጉን

ኣብ 2021 ገሊአን ሃገራት ብሰንኪ ለበዳ ኮቪድ 19ን ብሰንኪ ኻልእ ዓበይቲ ሓደጋታትን ሓገዝ ኣድልዩወን እዩ።

ኣብ እዋን ዓለምለኻዊ ለበዳ እተገብረ ረድኤት

ኣብ እዋን ኮቪድ-19 ረድኤት ንምሃብ ዝገበርናዮ ጻዕሪ ንናይ የሆዋ መሰኻኽርን ንኻልኦትን መሲጥዎም።

ንግዳያት ሓደጋታት እተዋህበ ረድኤት

ኣብ ዓመት ኣገልግሎት 2020፡ ብሚልዮናት ዚቝጸሩ ኣሕዋትና ብለበዳን ብባህርያዊ ሓደጋታትን ተጐዲኦም እዮም። ብኸመይ ኢና ሓጊዝናዮም፧

Sorry, there are no terms that match your selection.