ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ብርሃንን ሕብርን

ብርሃንን ሕብርን

ምድርና ብበበይኑ ዓይነት ሕብርታት ኣለዋ። ምንጪ ዅሉ ብርሃንን ሕብርን መን ምዃኑ፡ ብዛዕባ እቲ ነዚ ዝገበሮ ስነ ጥበበኛ ድማ እንታይ ከም ዚገልጸልና ፍለጥ።