ናብ ትሕዝቶ ኺድ

‘ንየሆዋ ዚውሃብ ኣብ ኢድና ዘሎ ህያብ’

ብፍታው እትገብሮ ወፈያታት ንዓለምለኻዊ ረብሓታት መንግስቲ ኣምላኽ ዚድግፈሉ ገለ መገድታት እንታይ እዩ፧

እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ

ብኤለክትሮኒካዊ መገዲ ወፈያ ዚግበረሉ ኣገባብ

ወፈያ ኽትገብረሉ እትኽእለሉ ኣማራጺታትን ናውትን ድለ።

ብተደጋጋሚ ዚሕተት ሕቶታት

ዕዮ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ብኸመይ እዩ ዚምወል፧

ነቲ ብዙሓት ኣብያተ ክርስትያን ዚጥቀማሉ ሜላታት ኣይንጥቀምን ኢና።