ዓርኪ የሆዋ ኹን—ናይ ፈለማ መዝሙራት

እዚ ኽፋል እዚ፡ ንልቢ ቘልዑ ዚትንኪ መዝሙራት ሒዙ ኣሎ።

መጻሕፍቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣጽንዕ (1ይ ክፋል)

ተርታ መጻሕፍቲ ቕዱሳት ጽሑፋት እብራይስጢ ኻብ ዘፍጥረት ክሳብ ኢሳይያስ ፍለጥ።

መጻሕፍቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣጽንዕ (2ይ ክፋል)

ተርታ መጻሕፍቲ ቕዱሳት ጽሑፋት እብራይስጢ ኻብ ኤርምያስ ክሳብ ሚልክያስ ፍለጥ።

መማሰዊ ኹን

ነቶም ዚከናኸኑኻ ብኸመይ ሞሳኻ ኸተርኢ ትኽእል፧

መጻሕፍቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣጽንዕ (3ይ ክፋል)

ተርታ መጻሕፍቲ ክርስትያናዊ ቕዱሳት ጽሑፋት ግሪኽኛ ኻብ ማቴዎስ ክሳብ ራእይ ፍለጥ።

ኣስቴር ተባዕ እያ ነይራ

ኣስቴር ኣብ ጐድኒ ቕኑዕ ተቢዓ ቘመት—ንስኻ እውን ከምኡ ኽትገብር ትኽእል ኢኻ!