ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ ጥሪ 2024

እዛ ሕታም እዚኣ፡ ካብ 4 መጋቢት–7 ሚያዝያ 2024 ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ዝሓዘት እያ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 1

ብየሆዋ ተኣመን እሞ ንፍርሂ ኸተሰንፎ ኢኻ

ኣብ 4-10 መጋቢት 2024 ዚጽናዕ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 2

ነታ ልዕሊ ዅሉ ኣገዳሲት ዕለት ተዳሊኻዶ ኣለኻ፧

ኣብ 11-17 መጋቢት 2024 ዚጽናዕ።

ንደቂ ኣንስትዮ ኸምቲ የሆዋ ዚሕዘን ጌርካ ዲኻ እትሕዘን፧

ሓደ ሓው ኣብ ዝዀነ ይኹን ባህሊ እኳ እንተ ዓበየ፡ ኣብነት የሆዋ ብምስዓብ ንደቂ ኣንስትዮ ብፍቕርን ብኣኽብሮትን ኪሕዘን ይኽእል እዩ።

ትፈልጥዶ፧

ፊልጶስ ናብቲ ስሉብ ኢትዮጵያዊ ኣብ ዝቐረበሉ እዋን፡ እቲ ኢትዮጵያዊ ኣብ ምንታይ ዓይነት መጕዓዝያ እዩ ተወጢሑ ነይሩ፧

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 3

የሆዋ ኣብ ኣጸጋሚ ግዜያት ኪሕግዘካ እዩ

ኣብ 25-31 መጋቢት 2024 ዚጽናዕ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 4

የሆዋ የፍቅረካ እዩ

ኣብ 1-7 ሚያዝያ 2024 ዚጽናዕ።