ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ መጋቢት 2024

እዛ ሕታም እዚኣ፡ ካብ 6 ግንቦት–9 ሰነ 2024 ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ዝሓዘት እያ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 9

ርእስኻ ንየሆዋ ኽትውፊ ተዳሊኻ ዲኻ፧

ኣብ 6-12 ግንቦት 2024 ዚጽናዕ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 10

ድሕሪ ጥምቀት ንየሱስ ‘ብቐጻሊ ስዓቦ’

ኣብ 13-19 ግንቦት 2024 ዚጽናዕ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 11

ዜጕሂ ነገራት እናኣጋጠመካ ኽነሱ፡ ክትጸንዕ ትኽእል ኢኻ

ኣብ 20-26 ግንቦት 2024 ዚጽናዕ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 12

ካብ ጸልማት ርሓቕ፡ ብብርሃን እውን ተመላለስ

ኣብ 27 ግንቦት–2 ሰነ 2024 ዚጽናዕ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 13

ብስምረት የሆዋ ተጸናናዕ

ኣብ 3-9 ሰነ 2024 ዚጽናዕ።

ቅድሚ እቲ በጃ እተገብረ ሕድገት ሓጢኣት

ብኸመይ እዩ የሆዋ ነቲ ቕድሚ እቲ በጃ እተገብረ ሓጢኣት ሕድገት እናገበረ ኽነሱ ናይ ፍትሒ ኣምላኽ ኪኸውን ዝኸኣለ፧