ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ ለካቲት 2024

እዛ ሕታም እዚኣ፡ ካብ 8 ሚያዝያ–5 ግንቦት 2024 ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ዝሓዘት እያ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 5

‘ከቶ ኣይክጥንጥነካን እየ’!

ኣብ 8-14 ሚያዝያ 2024 ዚጽናዕ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 6

“ስም የሆዋ ወድሱ”

ኣብ 15-21 ሚያዝያ 2024 ዚጽናዕ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 7

ካብ ናዝራውያን እንረኽቦ ትምህርቲ

ኣብ 22-28 ሚያዝያ 2024 ዚጽናዕ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 8

ወትሩ መሪሕነት የሆዋ ስዓብ

ኣብ 29 ሚያዝያ–5 ግንቦት 2024 ዚጽናዕ።

ንየሆዋ ተሓጒስካ ብትዕግስቲ ተጸበዮ

ብዙሓት ሰባት ነቲ የሆዋ ዝመደቦ ግዜ ኺጽበዩ ኸለዉ፡ በዚ ስርዓት እዚ ዓቕሊ ኼጽብቡ ይኽእሉ እዮም። እሞ ደኣ እቲ ትጽቢት ምእንቲ ኸይከብደና፡ እንታይ ነገራት እዩ ብታሕጓስ ክንጽበ ዚሕግዝና፧

ክልተ ሓደስቲ ኣባላት ኣመሓዳሪ ኣካል

ረቡዕ 18 ጥሪ 2023፡ ሓውና ገይጅ ፍሊግልን ሓውና ጀፍሪ ዊንደርን ኣባላት ኣመሓዳሪ ኣካል ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኰይኖም ኬገልግሉ ኸም እተሸሙ ዚሕብር ምልክታ ወጸ

ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ እቲ ንየሆዋ ዘለዎ ናይ ምንባይ ክእለት እንታይ ይሕብረና፧

ትፈልጥዶ፧

ንጸሓፍቲ መጽሓፍ ቅዱስ ገሊኡ ቓላትን ሓረጋትን ኪደግሙ ዝደረኾም ሰለስተ ረቛሒታት እስከ ንርአ።