ዓለምለኻዊ ጸብጻብ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዓመት ኣገልግሎት 2023

ካብ መስከረም 2022 ክሳዕ ነሓሰ 2023 እተኻየደ ዓለምለኻዊ ዕዮ ስብከት ናይ የሆዋ መሰኻኽር።

ጠቕላላ ድምር 2023

እዚ ዓመታዊ ጸብጻብ እዚ፡ ነቲ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ ዓለምለኻዊ ዕዮ ስብከቶም ዝገበርዎ ጻዕሪ የርኢ።

ናይ የሆዋ መሰኻኽር—ጸብጻብ ሃገርን ግዝኣትን 2023

እዚ ጸብጻብ እዚ፡ ብዝሒ ናይ የሆዋ መሰኻኽርን ተጠመቕትን ተኣከብቲ በዓል ዝኽርን ካልእን የጠቓልል።

እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ

ብተደጋጋሚ ዚሕተት ሕቶታት

ኣብ መላእ ዓለም ክንደይ ዚኣኽሉ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣለዉ፧

ብዝሒ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ብኸመይ ከም እንጽብጽብ ርአ።

ብተደጋጋሚ ዚሕተት ሕቶታት

ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ በቤት ዚኸዱ ስለምንታይ እዮም፧

የሱስ ነቶም ቀዳሞት ደቀ መዛሙርቱ እንታይ ከም ዝበሎም ኣንብብ።

መእተዊ ኣገልግሎት

ናይ የሆዋ መሰኻኽር—እንታዎት ኢና፧

ብዙሓት ሰባት፡ እንታይነት ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኪፈልጡ ይደልዩ እዮም። ብዛዕባ እንታይነቶም ብቐጥታ ኻብኦም ስማዕ።

ብዛዕባና

ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ብዛዕባ ዓለምለኻዊ ሕውነትና ፍለጥ።

ብዛዕባና

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ እዩ ዚምራሕ፧

ኣብ መላእ ዓለም፡ ናይ የሆዋ መሰኻኽር፡ መደብ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብናጻ ብምምራሕ እዮም ዚፍለጡ። እዚ ብኸመይ ከም ዚግበር እስከ ርአ።