መደብ እቲ “ተዓገሱ”! ዘርእስቱ ኣኼባ ዞባ 2023

ዓርቢ

ናይ ዓርቢ ኣኼባ ኣብ 1 ቈረንቶስ 13:4 እተመስረተ እዩ—“ፍቕሪ ዓቃል . . . እያ።”

ቀዳም

ናይ ቀዳም ኣኼባ ኣብ 1 ተሰሎንቄ 5:14 እተመስረተ እዩ—“ንዅሎም ተዓገስዎም።”

ሰንበት

ናይ ሰንበት ኣኼባ ኣብ ኢሳይያስ 30:18 እተመስረተ እዩ—“የሆዋ . . . ሞገስ ኬርእየኩም ብትዕግስቲ ይጽበ ኣሎ።”

ንተኣከብቲ ዚኸውን ሓበሬታ

ንተኣከብቲ ዚኸውን ጠቓሚ ሓበሬታ።

እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ

ብዛዕባና

‘ኣበስሩ!’ ናብ ዘርእስቱ ኣኼባ ዞባ 2024 ምጻእ።

ናብቲ ኣብዛ ዓመት እዚኣ ዚቐርብ፡ ሰለስተ መዓልቲ ዚወስድ ኣኼባ ዞባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ክትመጽእ ብኽብሪ ንዕድመካ።

ኣኼባታት ዞባ

“ተዓገሱ”! ናብ ዘርእስቱ ኣኼባ ዞባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር 2023 ብኽብሪ ንዕድመካ

ናብቲ ኣብዛ ዓመት እዚኣ ዚቐርብ፡ ሰለስተ መዓልቲ ዚወስድ ኣኼባ ዞባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ክትመጽእ ብኽብሪ ንዕድመካ።

ኣኼባታት ዞባ

መላለዪ ድራማ፦ “መገድኻ ንየሆዋ ኣማዕቍቦ”

ሓድሽ ጸገማት ነቲ ኣብ የሆዋ ዘሎካ ትውክልቲ ብኸመይ ከም ዜደልድሎ ተምሃር።