ኣኼባ ወረዳ ናይ የሆዋ መሰኻኽር—ምስ ተወካሊ ቤት ጽሕፈት ጨንፈር 2023-2024

ናብ ዕረፍቲ ኣምላኽ እተዉ!

ምስ ተወካሊ ቤት ጽሕፈት ጨንፈር ንዚግበር ኣኼባ ወረዳ ዚኸውን መደብ ቅድሚ ቐትርን ድሕሪ ቐትርን።

መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ

እዚ ሕቶታት እዚ፡ ኣብ እዋን ኣኼባ ወረዳ ኺምለስ እዩ።