መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መልእኽቲ ሒዙ ኣሎ፧

ቀንዲ መልእኽቲ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ እዩ፧

ንመጽሓፍ ቅዱስ ክንምርምሮ ዚግባኣና ስለምንታይ ኢና፧

ብዛዕባ እቲ ኣብ ዓለም ልዕሊ ዅሉ ዝርጋሐ ዘለዎ መጽሓፍ፡ ማለት መጽሓፍ ቅዱስ ዚገልጽ ጠቓሚ ሓቅታት መርምር።

ክፋል 1

ፈጣሪ ንሰብ ኣብ ገነት ኣንበሮ

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ኣፈጣጥራ ሰባት እንታይ ይገልጽ፧ ኣምላኽ ነቶም ቀዳሞት ሰብኣይን ሰበይትን እንታይ ትእዛዛት እዩ ሂብዎም፧

ክፋል 2

ገነት ካብ ምድሪ ጠፍአት

ኣምላኽ ነቶም ዓለወኛታት ኪፈርዶም ከሎ፡ እንታይ ተስፋ እዩ ዝሃበ፧

ክፋል 3

ወዲ ሰብ ካብ ማይ ኣይሂ ደሓነ

እከይ ኣብ ምድሪ ዘስፋሕፍሐ ብኸመይ እዩ፧ ኖህ እሙን ምዃኑ ብኸመይ እዩ ኣርእዩ፧

ክፋል 4

ኣምላኽ ምስ ኣብርሃም ኪዳን ኣተወ

ኣብርሃም ናብ ከነኣን ዝገዓዘ ስለምንታይ እዩ፧

ክፋል 5

ኣምላኽ ንኣብርሃምን ንስድራ ቤቱን ባረኾም

ኣምላኽ ንኣብርሃም፡ ንይስሃቕ ወዱ ኺስውኣሉ ብምሕታት ንደቂ ሰብ እንታይ መልእኽቲ እዩ ኣመሓላሊፉሎም፧ ያእቆብ ቀቅድሚ ሙማቱ እንታይ ኢሉ ተነበየ፧

ክፋል 6

እዮብ ንጽህናኡ ሓለወ

ኣምላኽ ዝፈጠሮም ፍጡራት፡ ኣብ ቅድሚኡ ንጽህናኦም ብምሕላው፡ ንምርግጋጽ ልዑላውነት የሆዋ ኣበርክቶ ኺገብሩ ኸም ዚኽእሉ፡ መጽሓፍ እዮብ እትሕብረና ብኸመይ እዩ፧

ክፋል 7

ኣምላኽ ንደቂ እስራኤል ሓራ ኣውጸኦም

ኣምላኽ ንእስራኤላውያን ካብ ባርነት ግብጺ ሓራ ዘውጸኦም ብኸመይ እዩ፧ ንበዓል ፋስጋ መሰረት ዝዀነ እንታይ እዩ፧

ክፋል 8

ህዝቢ እስራኤል ናብ ከነኣን ኣተዉ

እስራኤላውያን ናብ ምድሪ ከነኣን ምስ ኣተዉ፡ የሆዋ ንረሃብን ንቤተ ሰባን ኣብ ያሪኮ ዝነሓፎም ስለምንታይ እዩ፧

ክፋል 9

እስራኤላውያን፡ ንጉስ ኪነግሶም ሓተቱ

እስራኤላውያን፡ ንጉስ ኪነግሶም ምስሓተቱ፡ የሆዋ ንሳኦል ኣንገሰሎም። የሆዋ ንንጉስ ሳኦል ብዳዊት ዝተክኦ ስለምንታይ እዩ፧

ክፋል 10

ሰሎሞን ብጥበብ ገዝአ

ከም ኣብነት ክንጠቕሶ እንኽእል ገለ ኻብ ጥበባት ሰሎሞን እንታይ እዩ፧ ሰሎሞን ካብ መገድታት የሆዋ ምርሓቑ እንታይ ኣስዓበሉ፧

ክፋል 11

ዜጸናንዕን ዚምህርን መንፈስ ዝነፈሶ መዝሙራት

ኣምላኽ ንዜፍቅርዎ ኸም ዚሕግዞምን ከም ዜጽናንዖምን ዚገልጻ ኣየኖት መዝሙራት እየን፧ ንጉስ ሰሎሞን ኣብታ መሃልየ መሃልይ እትብሃል መጽሓፍ እንታይ ገሊጹ ኣሎ

ክፋል 12

ንህይወት ዚጠቅም ጥበብ ኣምላኽ

እቲ ኣብ መጽሓፍ ምሳሌን መክብብን ዚርከብ መንፈስ ዝነፈሶ ምኽሪ፡ ተግባራዊ መምርሒ ኽትረክብን ብኣምላኽ ክትእመንን ብኸመይ ከም ዚሕግዘካ ፍለጥ።

ክፋል 13

ጽቡቕ ዝገበሩን ክፉእ ዝገበሩን ነገስታት

እስራኤል ናብ ክልተ መንግስትታት እተመቕለ ብኸመይ እዩ፧

ክፋል 14

ኣምላኽ ብነብያቱ ኣቢሉ ተዛረበ

ነብያት ኣምላኽ እንታይ ዓይነት መልእኽቲ እዮም ኣብጺሖም፧ ነብያት ኣምላኽ እተነበይዎ ኣርባዕተ ጕዳያት እስከ ንርአ።

ክፋል 15

ኣብ ምርኮ ዝነበረ ነብዪ ብዛዕባ መጻኢ ራእይ ረኣየ

ዳንኤል ብዛዕባ መሲሕን መንግስቲ ኣምላኽን እንታይ እዩ ፈሊጡ፧

ክፋል 16

መሲሕ መጸ

የሆዋ ብመላእኽቱን ብዮሃንስ መጥምቕን ኣቢሉ፡ ወዱ እቲ መሲሕ ምዃኑ ዝሓበረ ብኸመይ እዩ፧

ክፋል 17

የሱስ ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኽ መሃረ

ፍረ ነገር እቲ የሱስ ዝሃቦ ስብከት እንታይ እዩ ነይሩ፧ የሱስ፡ ግዝኣቱ ኣብ ፍቕርን ፍትሕን እተመስረተ ኸም ዚኸውን ብኸመይ እርእዩ፧

ክፋል 18

የሱስ ተኣምራት ገበረ

የሱስ ዝገበሮ ተኣምራት፡ ብዛዕባ ሓይሉን ኣብ መጻኢ ንምድሪ ኺገዝኣ ኸሎ ብዛዕባ ዚኸውን ነገራትን እንታይ እዩ ዚሕብር፧

ክፋል 19

የሱስ ዓብዪ ጽልዋ ዘለዎ ትንቢት ተነበየ

እቲ የሱስ ንሃዋርያቱ ዝሃቦም ትእምርቲ ወይ ምልክት እንታይ ትርጉም ኣለዎ፧

ክፋል 20

የሱስ ክርስቶስ ተቐትለ

የሱስ፡ ኣሕሊፍካ ቕድሚ ምውሃቡን ኣብ ጉንዲ ቕድሚ ምስቃሉን እንታይ ሓድሽ በዓል እዩ ዘቘመ፧

ክፋል 21

የሱስ ህያው ኰነ

ኣምላኽ ንየሱስ ከም ዘተንሰኦ፡ ደቀ መዛሙርቲ የሱስ ብኸመይ ፈለጡ፧

ክፋል 22

ሃዋርያት ብትብዓት ሰበኹ

ኣብ በዓል ጰንጠቈስጠ እንታይ ኰነ፧ ጸላእቲ ነቲ ደቀ መዛሙርቲ የሱስ ዝገበርዎ ስብከት እንታይ ምላሽ ሃቡ፧

ክፋል 23

ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ተዘርግሐ

ጳውሎስ ኣብ ልስጥራ ንሓደ ሰብኣይ ምስ ኣሕወዮ እንታይ ኵነታት ተፈጥረ፧ ጳውሎስ ናብ ሮሜ ዝኸደሉ ምኽንያት እንታይ እዩ፧

ክፋል 24

ጳውሎስ ናብ ጉባኤታት ጸሓፈ

ጳውሎስ ብዛዕባ እቲ ግቡእ ኣወዳድባ ጉባኤ እንታይ መምርሒ እዩ ዝሃበ፧ ብዛዕባ እቲ መብጽዓ እተገብረሉ ዘርኢኸ እንታይ ኢሉ ተዛረበ፧

ክፋል 25

ብዛዕባ እምነትን ኣኻይዳን ፍቕርን እተዋህበ ምኽሪ

ሓደ ክርስትያን ብኸመይ እዩ እምነት ኬርኢ ዚኽእል፧ ሓደ ሰብ ንኣምላኽ ብሓቂ ኸም ዜፍቅሮ ብኸመይ እዩ ዜርኢ፧

ክፋል 26

ምድሪ ገነት ክትከውን እያ

መጽሓፍ ራእይ ንመልእኽቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ እያ እትዛዝሞ፧

መልእኽቲ መጽሓፍ ቅዱስ​—ሓፈሻዊ ትሕዝቶ

የሆዋ፡ የሱስ እቲ ንምድሪ ናብ ገነት ዚቕይራ መሲሕ ምዃኑ ቐስ ብቐስ ዝገለጸ ብኸመይ እዩ፧

መስርዕ ግዜ መጽሓፍ ቅዱስ

ካብ 4026 ቅ.ክ. ክሳዕ ከባቢ 100 ድ.ክ. ዘሎ መስርዕ ግዜ መጽሓፍ ቅዱስ ርአ።WEB:OnSiteAdTitleመስርዕ ግዜ መጽሓፍ ቅዱስ